Home | About us | Mission Statement | News & Events | Press & Communications

ReportsLinks | Contact us | Documents  |  Achievements  | Support EHDR-UK

 

 

ወርኂ ግንቦት ዕለት ናጽነት፡ ብኸመይ?

 

ከም ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ሎሚ ንኽብርቲ ዕለት ናጽነትና ከነኽብር ጉቡእና’ዩ። ኣብዛ ዕለት’ዚኣ፡ ኤርትራ ከም ሕዝቢ፡ ነዛ ዕለት’ዚኣ ክውንቲ ንምግባር ዝሓለፈቶን ዝኸፈለቶን ዋጋ፡ ምስ’ቲ ሕጂ ዘላቶን ብምዝምዳይ ኪንምርምርን ክንመዝንን፡ በዚ መሰረት’ዚ ‘ቲ ክውንነታ ክምዕረን መጻኢኣ አዚዩ ትስፍው ናይ ቀጻልነት ታሪኽ ክህልዋን ምእንቲ ምስካፍን ምስራሕን፡ እዚ’ውን ብማዕረ ዜጋዊ ሓላፍነትና’ዩ። ከመይ፡ ናጽነትና ህያብ ጥራህ ስለዘይኮነት፣ ሕድሪ’ውን ስለዚኾነት።

 

እወ! ንሕና ኣብዚ ኣፍ-ደገ ኣዳራሽ ቖምና sD|፡ ንመንፈስን ትርጉምን ዕላማን ናጽነት ሕዝቢ ኤርትራ mkMX†: }Kmk }mkF |{q| mkከምዚ ሰብኣዊ ሕልናን ኣተሓሳስባን ዚደምሰሰ ት/ርቲ ወይ መደብ ህግደፍ፣ ንታሪኽን ህሉው ክውንነትን ዓፋፊኑ ብሓሶት ብዚጥዕሞ ጸቢብ መደብ (ገንዘብ ምእካብ) ዚተዋፈ ጎላም ኣበዓዕላ ህግደፍ፡ ክንጽምበሮ ስለዘይፈቐድና፤ ኣብዚ ኣፍደገ ምቛምናን ጽሑፋትናን ጭርሖታትናን የረጋግጽ ኣሎ።

 

ዕለተ ናነትና፡ ከም ታሪኻን ትርጉማን፡ ንትማልን-ሎሚን-ጽባሕን ዚሓዘለት ዕለት ድኣ’ምበር፡ ሓንቲ ንጽልቲ ዕለት፡ ሓንቲ ናይ ጓይላን መሐደሲ ፕሮፖጋዳ ናይቲ ሕገ-ኣልቦ ዚኾነ ጉጅለ I} ጥራሕ እትጥቀመላ ዕለትስ ፈጺማ ከምዘይኮነት ምግንዛብ ይግባእ።

 

እቲ ኣብዚ ኣፍደገ ብምዃን   ብመጀመሪያ እነመሓላልፎ መልእኽቲ እቲ ዘሎና ዕላማ’ምበር እቲ ፍቕዲ ቁጽርና ስለዘይኮነ፡ ኣይትሰከፉ፤ ግዳስ እቶም ነዛ ዕለት’ዚኣ ክውንቲ ንምግባር ንእስነቶ ኣወፍዮም ዚተጋደሉን ዚተበጀዉን፣ እቶም ገድሊ ዛዚሞም ምስ ቑስሎምን ስንክልናኦምን ዚኣተ’ሞ ብስሱዕ ህግደፍ ዚተቐንዘፉ ናይ ሓበን ስንላትና፣ እቶም ንግዝኣተ-ሕጊ ጠሊቦምን ጺሒፎምን ከም ኪሰርቑ ዚተረኽቡ ተጨውዮም ኣብ ሞቑሕ ህግደፍ ዘለው ሓርበኛታትን ዜጋታትን ኣሕዋትኩም ኣሕዋትናን፣ እቶም ብምኽንያት’ዚ ኹሉ ገበናት እንደገና ሓቀኛ ቃልሲ ፈሊሞM ዘለውን ደማሚርካ ብዝሕና’ውን ኣዚዩ ብዙሕ ከምዚኾነ ምግንዛብ የድሊ። እቶም ካብ ርዲኢት’ዃ እንተዘይኮነ፡ ግን ጌና ንፍርሓትን ንኸይብሉንን ዘይሰዓርኩምዋ፡ ኣብ ላኬማ ህግደፋውያን እትጉዓዙ ዘለኩም L ኣይግድን ንብል፤ ንእትኣምኖ ዕላማ ጠጠው ምባል: •} y‘} | MŠ} KX… †;

 

ወርኂ ግንቦት ንዓና ንኤርትርውያን፡ ናይቲ ብሓባራዊ ሰውራ ዓንቢቡ ዚሰወ ‘ንሕና’ እንብሎ ኣምርን ፍህስፍናን sHsDq: ናይ ህልውናና መዓልቦን መበገሲትን እያ፤ እዚ ቃናን ርትርጉምን ለቢሳ’ያ ንናጽነት ዚተግበረት። ኣብቲ ‘ንሕና’ ዚብል ተረድኦኣን ስርወ-ሓኣባን፡ ኣብ ሞንጎ ዚተሰውአን  ዘይተስውዐን ናይ ኣካል’ምበር ናይ መንፈስን ዕላምን ፍልልያትስ ፈጺማ የብላን ኣይነበራን። ከመይ እቲ በጃኣ ዚሓለፈን ሕድሪ’ቲ በጃኣ ዝተቐበለን፡ ኣብ ሓደ መንፈስን ዕላማን ንዓኣን ምስኣን ኪህሉ ስለsŒ{} ስለዚግባእ። ስለዚ’ዩ’ምብር እቲ ጭርሖ ‘ዓወት ንሕፋሽ’ ከም መንፈሳን ሕያው መልእኽታን ድልድልን ናይ ሕሉፍን መጻእን ኪኽውን ዘለዎ። እዚ ሕሞሮት ሒዛ’ ናጽነት ብ 91 ፈረንጂ፡ ብ83 ግዕዛዊ ኣቆጻጽራንሕና ከም ንሕና ከም ሓድ ሕዝቢ ናይ ሓርነትናን መሰልናን፡ ናይ እነሳፍሓሉ መሬትን እንቐድሖ ባሕርን ወነንትን ንምዃን፡ ብሰላም ት/ርቲ ብቑዋም ንምንባር ማዕጾ ኣርሒዋትልና።

 

ናጽነት፡ ናጽነት ናይ ሕይወት መብራህቲ፤

ከማዓልኪ 24 ግንቦት ክብርቲ፤

መኣዲ ሰላም ዕቤት ‘ዛ ፍትውቲ፤

ዋጋ ክቡር መዋዕቲ፡ ኣእላኣት ግዝምቲ፤

ስለዚ ኢኺ ክብርቲ፡ ክቡር ዚዋጋኺ፤

ሩባታት ወሪድኪ ንጎቦታት ኣሪኺ፤

ንምንታይሲ ሰላም ሓርነት ጸሚኤናኺ፤

ቀደድ ደኣበልኪ ንኹሉ ፈናጢስኪ፤

ክትነብሪ ብሰላም መሰላት ወኒንኪ።

 

እወ! መን ክርዖ ‘ቲ ዘሎ ብዲሕሬኺ፤

‘ቲ ጽንኩር መስርሕ፡ ‘ዓወት ንሓፋሽ’ ለበዋኺ፤

 

እወ ክበሪ፡ ሊዕሊ ኹሉ ተዘከሪ፤

ገስግሊ ሰሚ፡ ኣሳኒኺ ምስቲ ሕድሪ።

 

በሊስ"ከ ግንቦት ኪሓተኪ ሎሚ፡ ከመይ ኣሎኺ?

እንታይ ከ ሰሰነ ድሕሪ ምዝዛም ብረታዊ ቃልስኺ? . . . ኣይግድን ግንቦት!

እወ ኤርትራ-ኤርትራውነትስ አኡግድን። ንስኺ ንሕቢ ኤርትራ መደምደምታ ብረታዊ ቃልሱ ደኣ ኹኒ’ምበር፡ መፈለምታ-ኣፍደገ’ቲ ሓደ ውህበትኪ (ሓርነት--ፍትሓውነት--ሰላም-ት/ርቲ ምዕባለ) ዶ ኣይኮንክን? እሞ ደኣ ንስኽን እቲ ሕገ-ዱርን፣ ማእሰርት መጭወይቲን ፍትሒ ኣልቦ መሰል ኣልቦ ናይሎሚ ኩነታትክንስ እንታይ እዩ ርኽክቡ ዝምድናኡ? ድሕሪ’ዚኹሉ መሥዋዕቲ ሕድሪ እዚ ኹሉ ጥልመት? ኣይግድን ግንቦ!!! ሽዑ ሽዑ ኣብ’ቲ እዋን በኹሪ ጽንብልኪ’ውን እኮ፡ ዋሕዲ ጥዕና ከም ዘሎኪ፡ ውሕስነት ከምዘድሊየኪ፡ እቶም ሓካይም፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ናይ ታሪኽ ጸወይትን ጸራቦን ነጊሮም ነሮም’ዮም። ነቲ ሓደጋ ንምግምጋም ‘ኣቱም ሰባት ንተመን ኢኹም ተገብሉ ዘለኹም’ እውን ኢሎም ነይሮም’ዮም። መዳህለሊ ዘይስኣን ግን፡ ‘ጥዕና’ዃ ቀስ ኢልካ’ዩ’ ተባህለ።

 

ሎሚ ግን ወርኂ ግንቦት፡ እቲ ንዓኺ ህልውቲ  ንምግባር ዚተፈጸመ ታሪክን ዚተኸፍለ መስዋዕትን ምስ ህልው ኩነታትኪ ዘለዎ ቅርበ ዳርጋ ናይ ሰማይን ምድርን ኮይኑ፤ መድረክ ዓፈናን ዓመጽን ሰሲኑ፤ እቲ ዚነበ ጭርህሖ ‘ዓወት ንሓፋሽ’ ባዕሉ ስሚ ሓፋሽ ኮይኑ። ከመይ እቲ ነቲ ሓፋሽ ዘቖመን መሠረት ሓፋሽ ዝኾነን  ኤርትራዊ ውልቀ-ዜጋ፡ ወይ ብፈሊ ወይ ብድንቁርና፡ ህግደፍ ምስ ሓለቃኡ }I›mk‰፡ ከም ቶኹላ ነባጊዕ ኮይኑዎ’ሎ። ‘እቲ ሓፋሽን ወናኒ ሓፋሽን ኣነ እየ’ ብማለት ህግደፍ ዘውርዶ ግፍዒ ኣድኡ ትቑጸሮ። ህግድፍ ግን ብቐልቡ እንድሕሪኾይኑስ ገና ንጭርሖ ‘ዓወት ንሓፋሽ’ ይደግም ኣሎ።

 

ህግደፍ ምሕደራ ሕገ-ዱር ኣንጊሱ፡ ነቲ ‘ንሕና’ ዚብል መሪሕ ሰውራ ናጽነት ኣፍሪሱ፡ ኤርትራ ገለን ዝበኽየላ ገለን ዘሳፍሓላ ኮይና። እዚ ከያኸለ፡ ነቲ ንህላወ ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብ ኣንጉዕን ፍልፍል ዓይኒ ማይን ዚኾነ ስድራ ቤታትን መንእሰይኣትን በታቲንዎ።

 

ዕለተ ናጽነት ከመይ’ሉ ኪግርም ጽንብል ዳስኪ፣ ከም ገበል ሮማውያን ክልተ ዚኣፎም ሒዞምኺ፣ ምሁርኪ ሓርበኛኪ ስድራኺ በታቲኖምኺ.

 

‘ !! †N {s „| mk]i ‰}HF? …mk H KS‹ LIkS-[mk‰ | ]i KS‹ …D? D}; †‘ ]i ‰M ]i np mkE}: ‘ | HE{qŠ | sMM q' (k}') ‘'‘} {o sD 'cF: ki …DŠ' ‰M MlF' (']i skD XH[| ‰M smkD' ‰M smkAF);

 

‘XG }nq …–} kq‰"

'o IU DM‰ …}`mk‰"

}—q …MD‰ ]†DM …}FF‰"

|rM ELq ko"

'o sSM QX–q fD'MmkX }}‰"

q† … mk… ‰Dk …mk lBD-mFL‰;

 

KWq \g‰ †}p' M]X‰"

M] K}†[q| †}p' sM|‰"

gX\ ‰ Lq k†‰?

†qMFMD s‰‰ qchkFo IX‰"

mkpU‹ mmkBD NVF …[{‰"

‘] chV— B [‡F ‰k\"

KISUq AVg ‘{ K— sI\"

}MŠ{ eL egLg QX–q] K} KBs‰?

 

„XqVg K}†[ mkB so–FŠ"

[EM q/Xo HX B {̲FŠ"

{o Bmk …pqŠ s„HD }–Š"

} …XGd Mq …o‘i NVFŠ"

B lB ‰mmkD …mk ]q M] HFŠ"

s‹X 'o so‰D }–Š }‘DFŠ"

„XqV'Œ E} }]‹ †}osDŠ"

B ‰mkXje ‰H ‹qMD] –nŠ;

 

†N †s ŠmkŒ{ ‰{pq I›k „XqV: M] H^q B †}p ›M| …D?

|{q „XqV: |{q} HX{q} I›l †}IU sŒ—{‰ |K}} }M}p † {T †o ‰D K]g—o? †o …mks …ϩ mkMdhM ‰{KHEF sD| KF†‹o'Mk…X: '|{q| g M} IX‘q} mksHq ]DsŒ{q: | mkHc |{q I›l ‰q‰‘} …Fg; ]Ds

--‘F‘c-MF‰-_aq{q ‘"

--›…o-I (egM) }Q"

--‰DM †[Vq qG:  ‘ |mk | kq X iSk"

--K[Eq spq ‰kX} mkI ‘G] ‰}}"

--q/Xo }K}†[q| [EM M] Slmkq| mks ‘–F-IX S;

 

MX †s HlVg SmkH „XqVgq ]Vkq's †: †o IU [L—pq|}: †o }||q| Hc qXK sFmk^}; {s }MqlX L | {[ ‘‰ • …oH\]l} ]{-MlX} sD „XqVg s: †g|g HE{q MŠ{ s‹H Hc †; …mk o[|D sD| AVq: K[Eq †|H}|] K[Eq „UqV‘} …mk –M HUMM sD K[Eq sX…|} sIK|} ]DM}p?

 

…mkš | –‘q —Dq |{q| Œ}| | I›mk| | XGc} cSl„} ›HD |mkV} pU‰} BF‘ ‰{po} ‰Ms sD †}o{gG ‰… }K„„ s‹qD \—k}} ‹}Mq †}IU Œ|: {T mk‹chDD sKq ‰MsŒ{ X†'; †o 骧 | mkHc }K}{q|} K„|} }M—|‘ soK–ED ‘V sK{ B „| sD|; ]Ds †g{ †g} MX: †o MX ‰… }y{qŠ} BF‘|Š} mk}iHq MeE] †; †s † †o …mk eL B sD| †}Œ —F;

 

‹mkX…mk ]Hi

26 }nq 2006